ሳብሪና ኣማን ብ ላዕለዋይ በዓል መዚ ዕቁባት ውድባት ሃገራት (UNHCR) ወኪላ ናይ ‘ስምረት ኣምባሳደር’ ተባሂላ ተመዚዛ። በዚ መሰረት ኣብዚ ቪድዮ’ዚ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ መገዲ ሰሃራን ፤ ማእከላይ ባሕሪ ሰንጢኾም ናብ ኤውሮጳ ንኽበጽሑ ዘጋጥሞም ጸገማት ትገልጽ። ከምኡ’ውን መደብ መስርሕ ‘ምንጋር ሓቀኛ ታሪክ’ ብኸመይ መገዲ ከምዝሰርሕን፥ ዕላማኡን ዝተፈላለዩ ንጥፈታቱ ሓጺር መብርሂ ትህብ።
ዕለተ ቃለመሕትት: 10 August 2017 | መወዳእታ ዝተዓረየሉ: 26 October 2018
- ኣርእስቲታት:
- ቦታታት: