Search

M. The Poet Kid

እዚ ገጣሚ ቆልዓ (M) ካብ ኤርትራ ንፍትሕን ናጽነትን ከናድይዩ’ ወጺኡ። ግጥምታትኹ ከኣ ነዚ ይምስክሩ።። ኣባላት ኢ. ያ. ሶ. (EASO)ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ካብ ጥልያን ናብ ጀርመን ምግዓዙ፤ ቃለ መሕትት ጌሮምሉ።

ናይዚ ቆልዓ ሃቀኛ ዛንታ፤እቲ ሓደ  ዓለም ለኻዊ ሓቂ ማለት፤  ቆልዑ ኣብ መላእ ዓለም ተመሳሳሊ ሕልሚን ድልየታትን ከምዘለዎምዪ’ ዘርእይ።

ዛንትኡ ንስማዕ ።

ዕለተ ቃለመሕትት: 11 August 2017  |  መወዳእታ ዝተዓረየሉ: 11 August 2017  |
ሓታቲ: Khaled Abdu Mohammedsaid  |  ጸሓፊት: Christa Awuor Odinga  |  ቀራጺ: Max-Michel Kolijn